Cresco

ሕጅስ እነሃለ፣ Cresco በረርኡ ጀሚሩ። እዚ መደብ ብጉጅለታት ናይ ምምሕዳራዊ መውዓሊ ህጻናት ናይ La Chaux-de-Fonds. ዝመንጨወ እዩ። ኣብዚ ኣቀዋውማ መቀበሊ፣ ናይ ካብ ኩሉ ሃገራት ዝመጹ ቆልዑ፣ እቶም መማህራን ብዛዕባ ኣብ ሞንጎ ባህልታት ዘሎ ፍሉይነት ዘረድኡ መስሪሒታት ንኸማዕብል ፣ ብስራሕ ተቆጺሮምን ከምኡውን ብወለንተኦም ትሕዝቶኦም ንምቅራብ ፣ ኣድላይ ኮይኑ ተሰሚዕዎም። ኩሎምን ኩለን ተሳተፍቲ እዚ መደብ ዝመንጨወሉ (Solange Mantegani, Christophe Cedolin), ናብ ምድላዋት ናይ ትሕዝቶታት ምስ ንሓልፍ (Joanna Domingos, Saskia Pellaton), ደርፍታት (Caroline Bolat, Clovis Brahier, Noah, Maël et Tania Cedolin), ምምሃዝ ሕብረ ሜድያዊ (Amaël Domon), መጻሕፍቲ (Solange Mantegani, Fabienne et Oranne Vögeli) ብዘይ ምስታፍ ናይዘን ኩሉን ጉጅለታት ናይ ምምህርና እዚ መደብ ኣብ መፈጸምትኡ ኣይምበጽሐን…. ብርግጽ ድማ ብዘይ እቶም ቆልዑ ! እዚ መደብ ናይ ምምሕዳራት መውዓሊ ህጻናት ናይ La Chaux-de-fonds፣ ሳላ ደገፍ መንግስቲ ናይ Neuchâtel ብኮንፈደረሽንን፣ ብምምሕዳራዊ ናይ ምውህሃድ መደባት (PIC) ፣ ኩሉ ኣበርክቶ ናይ ኣቀዋውማ ናይ ህጻናት ናይ ካንቶን እንዳተቀበልና ንዕበ። ብሓደ ዄይንና፣ ነቲ ካብ ምልውዋጥን ብዝሒ ምፍልላይን ዝውለድ ፍልጠት ንኽንዓቢ ይሕግዘና’ዩ ፣ ዝብል ሓሳብ ፣ትርጉም ንህቦ።

Facebook
Twitter
LinkedIn
Pinterest
Conception: PointK et Benjamin Floch