ሓደሽ ዜና

Cresco

ሕጅስ እነሃለ፣ Cresco በረርኡ ጀሚሩ። እዚ መደብ ብጉጅለታት ናይ ምምሕዳራዊ መውዓሊ ህጻናት ናይ La Chaux-de-Fonds. ዝመንጨወ እዩ። ኣብዚ ኣቀዋውማ መቀበሊ፣ ናይ ካብ ኩሉ ሃገራት ዝመጹ ቆልዑ፣ እቶም መማህራን ብዛዕባ ኣብ ሞንጎ ባህልታት ዘሎ ፍሉይነት ዘረድኡ መስሪሒታት ንኸማዕብል ፣ ብስራሕ ተቆጺሮምን ከምኡውን ብወለንተኦም ትሕዝቶኦም ንምቅራብ ፣ ኣድላይ ኮይኑ ተሰሚዕዎም። ኩሎምን ኩለን ተሳተፍቲ እዚ መደብ ዝመንጨወሉ (Solange Mantegani, Christophe Cedolin), ናብ ምድላዋት ናይ ትሕዝቶታት ምስ ንሓልፍ (Joanna Domingos, Saskia Pellaton), ደርፍታት (Caroline Bolat, Clovis Brahier, Noah, Maël et Tania Cedolin), ምምሃዝ ሕብረ ሜድያዊ (Amaël Domon), መጻሕፍቲ (Solange Mantegani, Fabienne et Oranne Vögeli) ብዘይ ምስታፍ ናይዘን ኩሉን ጉጅለታት ናይ ምምህርና እዚ መደብ ኣብ መፈጸምትኡ ኣይምበጽሐን…. ብርግጽ ድማ ብዘይ እቶም ቆልዑ ! እዚ መደብ ናይ ምምሕዳራት መውዓሊ ህጻናት ናይ La Chaux-de-fonds፣ ሳላ ደገፍ መንግስቲ ናይ Neuchâtel ብኮንፈደረሽንን፣ ብምምሕዳራዊ ናይ ምውህሃድ መደባት (PIC) ፣ ኩሉ ኣበርክቶ ናይ ኣቀዋውማ ናይ ህጻናት ናይ ካንቶን እንዳተቀበልና ንዕበ። ብሓደ ዄይንና፣ ነቲ ካብ ምልውዋጥን ብዝሒ ምፍልላይን ዝውለድ ፍልጠት ንኽንዓቢ ይሕግዘና’ዩ ፣ ዝብል ሓሳብ ፣ትርጉም ንህቦ።

Les crèches interculturelles ዝተፈላለየ ባህልታት ዝሓዘላ መውዓሊ ህጻናት

Les crèches interculturelles ዝተፈላለየ ባህልታት ዝሓዘላ መውዓሊ ህጻናት

Cresco ምዕባይ እዩ። ናይ ህጻናትን ቆልዑን ኣቃውማ መስርሕ ብፍሉይነቱ ዝልለ ቦታ እዩ። ብባህልን፣ብሃገርን፣ ጉዕዝኦምን ዝትፈላለዩ ብናይ ተመክሮ ፍሉይነት’ውን ኣለዎም።  ጽቡቅ ንኽዓብዩ እዚ ፍልልዮም ኣብ ትምህርቶም ክወሃሀድ ኣለዎ። ኣብዚ መርበብ Cresco ደርፍታትን፣ቪድዮታትን፣መጻሕፍትን፣ ካልእ ብዙሕ ነገራት ንቆልዑትን ስድራቤታትን  ኣዳልዩ።

Cresco Neuchâtel

ኩሉ ኣብዚ መርበብ ኣሎ። እንቋዕ ብደሓን መጻእክኹም !

Conception: PointK et Benjamin Floch