Warning: Uninitialized string offset 0 in /home/clients/c177e7aa54dc86649b27ee13a4fe797d/web/wp-includes/class-wp-theme.php on line 1

Warning: Uninitialized string offset 0 in /home/clients/c177e7aa54dc86649b27ee13a4fe797d/web/wp-includes/class-wp-theme.php on line 1
ዝርዝር ናይ ቤተ-መጻሕፍታት – Cresco Neuchâtel
ዝርዝር ናይ ቤተ-መጻሕፍታት

ዝርዝር ናይ ቤተ-መጻሕፍታት

እዛ ገጽ ንስድራ ቤትን ንሞያውያንን ብዛዕባ ናይ ምዝማድ ባህልታትን ዝዛረቡ ኣርእስትታት ናይ መጻሕፍቲ ሓሳብ ትህብ።

 

ናይ መናእሰይ ቤት- መጻሕፍትታት ናይ ካንቶን Neuchâtel ከምኡ’ውን ብዙሕ መጸሕፍትታት  ብዝተፈላለዩ ቋንቋታት የቅርባ። ገለ ኣድራሻታት :

ንተወሳኺ ሓበሬታት ብዛዕባ ንባብን ቆልዑትን፥

ንኸንብብ ተወሊደ ፥  http://www.nepourlire.ch (ዝትፈላለየ መግለጺታት ዝሓዘት ቆጽሊ ጽሑፍ ብዝተፈላለየ ቃንቃታት: http://www.nepourlire.ch/buchstart/fr/soutien_materiel/documents/depliant_multilingue.pdf)

ብሓጺሩ፤ Bibliomonde ዝትፈላለየ ባህልታት ዝሓዘለት ቤተ- መጻሕፍቲ እያ።  ካልእ ቃንቃ ንዝዛረቡ  ኣብዚ ከባቢ ንዝቅመጡ ምስ ባህሎምን ጽሕፈቶምን ንክራኸቡን : ቃንቃ ፈረንሳይ ንኸምሃሩን የኽእሎም።. http://bibliomonde.ch/

Conception: PointK et Benjamin Floch